investintigrai.org
ኣይሲቲ
http://www.investintigrai.org/index.php/investment-areas/ict
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. Our world in many ways. Avoiding ICT usage is becoming virtually impossible. The usage of ICT in developing countries has commenced decades ago, but it is not observed to bring the required change. Contrary to this fact, in the developed countries. ICT is incorporated into almost all programs and daily activities of individuals and has dramatically changed the lives of their citizens. Tigray: www.tigray.net.
investintigrai.org
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ
http://www.investintigrai.org/index.php/investment-areas/agriculture/2014-07-01-11-17-32/2014-07-01-10-49-38
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. Published on Tuesday, 01 July 2014 10:40. ኣብ ደጉዓታትን ወይና ደጉዓታትን ካብ ዘሎ ተሓራሲ መሬት ልዕሊ 50,261 ሄ/ር ንልምዓት ምህርቲ ጥራምረ ዝምችውን እዩ ዓቕሚ መፍረያይነት ዝውስኹ ቴክኖሎጅታት ብምትእትታው ካብዚ ሕዚ ዘለዎ ብርኪ መፍረያይነት ከባቢ 15 ናብ ኩንታል ብሄክታር ንምብፃሕ ምስራሕ ዝሓትትን ትፅቢት ዝግበረሉን ዓውደ ስራሕ እዩ. ኮምፒተር ኣድራሻ: 66.160.134.3. ናይ ሰርቨር ሰዓት: 2017-03-10 11:09:26.
investintigrai.org
ሕርሻ >>
http://www.investintigrai.org/index.php/investment-areas/agriculture
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. Page 1 of 2. ልምዓት ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ክፋል ተጠቓሚ ገይሩ እዩ እዚ ክፋል ሕብረተሰብ ነዚ ተጠቃሚነት ንምርግጋፅ ኣድካሚ. ግን ተኣምራዊ ናይ ተፈጥሮ ምሕዋይ ስራሕቲ ሰሪሑ እዩ እዚ ተሳትፎኡ ብናይ ክረምቲ ዝናብን መስኖን ክለምዕ ዝግበኦ መሬቱ ዝሓሸ ምህርቲ ዘምፅኣሉ እንትኾን ካብዚ እውን ስድርኡን ከባቢኡን ኣብ ምልዋጥ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣበርኪቱ እዩ. መማረፂ ኢንቨስትመንት ሕርሻ ልምዓት:. ምፍራይን ምድላውን ቅብኣት እኽልታትን ውፅኢቶምን. አብ ክልልና ዘይቲን ካልኦት ፍርያትን. ንምድላው ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቅብኣት እኽልታት (ሰሊጥ ኒሁግን) ይፈርዩ ኣብ ሃገርና ኣብ ዓመት ከባቢ 4 ሚሊዮን. ምሩፅ ዓሌት ስርናይን ሕሩጭፋ ብሪካ (Food complex).
investintigrai.org
ልምዓት ደርሆ
http://www.investintigrai.org/index.php/investment-areas/agriculture/2014-07-01-11-26-55/2014-07-01-11-28-52
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ኣብ ክልል ትግራይ 4,583,948 ናይ ከባቢ ዓሌትን 419,178 ዝተመሓየሻ ዓሌትን ብድምሩ 5,003,126 ደርሁ ይርከባ ብፍርያት ውፅኢት ደርሆ እንትርእይ ድማ ኣብ 2002 ዓ/ም 8,318.7 ኩ/ል ስጋን 65,494.2 ኩ/ል እንቋቑሖ ዝፈረየ እንትኸውን እዚ ፍርያትዚ ኣብ 2005 ዓ/ም ናብ 48,040 ኩ/ል ስጋን 73,485.4 ኩ/ል እንቋቑሖን ክዓብይ ክኢሉ እዩ. ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተመሓየሻ ዓሌት ደርሁ ናይ ምትእትታው ስራሕ ብሰፊሑ እናተኻየደ ይርከብ ነዚ ዝድግ ናይ መቐለ ማእኸል ምርባሕ ደርሁ እንቋቑሖ 1,000,000 ናይ ሓደ መዓልቲ ዕድመ ዘለወን ጨቛቝቲ ደርሆ ናይ ምፍራይን ምቅራብን ዓቅሚ ዘለዎ ትካል ይርከብ.
investintigrai.org
ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን
http://www.investintigrai.org/index.php/investment-areas/agriculture/2014-07-01-11-26-55/2014-07-01-11-19-55
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. Published on Tuesday, 01 July 2014 11:12. ኣብ ክልልና ፍርያት ፃባ ካብ እዋን ናብ እዋን እንዳዓበየ ዝመፅእ ዘሎ ኮይኑ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዓመት 194,552 ቶን ፀባ እንዳፈረየ ይርከብ ካብ ዝርካቡ ምህርቲ ሳኣን ውሕሉል ኣተሓሕዛ ብርክት ዝበለ መጠን ንብኽነትን ምብልሻውን ተቃሊዑ ይርከብ ስለዚ ዝተረኸበ ፃባ ብግቡእ ኣብ ጥቕሚ ንምውዓል ናብ ዝተፈላዩ ውፅኢት ፀባ (ሕሩጭ ፀባ ጠስሚ ፎርማጆ ኣይስ ክሬምን እሹግ ፀባ) ንምልዋጥ መቀነባበሪ ትካላት ንምህናፅ ምችው ባይታ ኣሎ. ኣብ ክልልና ጨገረት ምምሕያሽን ልምዓት ቀለብ እንስሳን ኣሲርካ ምቅላብን ...
investintigrai.org
ልምዓት ዝራእቲ >>
http://www.investintigrai.org/index.php/investment-areas/agriculture/2014-07-01-11-17-32
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. Published on Tuesday, 01 July 2014 10:34. ቃንጫ ዘራእቲ (መሸላ መሸላ ባሕሪ ሌቋ ዳጉሻ). ቅብኣት እኽሊ (ሰሊጥ ንሑግ ኦቾሎኒ). ብርዒ እኽሊ (ጣፍ ስርናይ ስገም ሓንፈፅ). ኣዕታር (ዓተርባሕሪ ዓተር ዓይኒዓተር ሰበረ ብርስን ደቖቖ). ፍራምረ (ሙዝ ፓፓየ ኣራንሺ ማንጎ ዘይትሁን ኣፕል ለሚን). ኣሕምልቲ (ኮሚደረ ድንሽ ሽጉርቲ ሰላጣ ቆስጣ ካውሎ በርበረ ሽጉርቲ ፃዕዳ ካሮት ቀይስር ስኳር ድንሽ). ቅመማ ቕመም (ጅንጅብል ኣዝሙት ፃቕዳ ሰሰግ ኣቦሱዳ ሰናፍጭ ካሙን ሽንፋእ).
investintigrai.org
ዕድላት ኢንቨስትመንት
http://www.investintigrai.org/index.php/investment-areas
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ህልዊ ኩነታት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት. ክልል ትግራይ ብእንስሳት ሰፊሕ ሃፍቲ ዘለዋ ኮይና ካብዚ ዘርፊ ክርከብ ዝግበኦ ረብሓ ኣግባቡ ኣብ ምጥቃም ግን ውሱንነት ይረኣየላ እዩ ብዝተኻየደ ግምት ሃፍቲ እንስሳት መሰረት 4,065,082 ከፍቲ 1,381.622 ኣባጊዕ 3,191,184 ኣጣል 5,003,127 ደርሆታትወዘተ ኣብ ክልልና ይርከብ ኣብ ሃፍቲ እንስሳት ልምዓት ብክልል ብርኪ ክርከበሉ ዝግባእ መጠን ጥቕሚ ንምርካብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተሰርሑ ይርከቡ ብዋናነት ኣብ ጭጋረት እንስሳት ምምሕያሽ. Read more: ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት. Read more: ልምዓት ዓሳ. ስለዚ ውፅኢት እንሰሳትና ክዓቢ ቀለብ ብስፍሓት ምልማዕ የድሊ ኣብ ሃገርና ብዘይካ ኣብ ደብ...
investintigrai.org
ልምዓት ቃንጫ ሽኮር
http://www.investintigrai.org/index.php/investment-areas/agriculture/2014-07-01-11-17-32/2014-06-27-16-29-49
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. Published on Tuesday, 01 July 2014 10:45. ኣብ ስራሕቲ ምፍራይ ቃንጫ ሽኮር ብምስታፍ ሰብ ሃፍቲ ይኹኑ ማሕበራት ንባዕሎም ንሃገሮምን ተጠቀምቲ ምግባር ይኽእሉ እዮም በዚ ኣቢሎም ኣብዚ ሕዚ እዋን ቃንጫ ሽኮር ብምፈራይን ኣብ ዓዲ ውሽጢ ተተኺለንን ኣብ ምትካል ዝርከባ ፋብሪካታት ሽኮር ብምቕራብ ዓብይ ትርፊ ከርክብ ይኽእል ካብዚ ብተወሳኺ ትርፊ ምህርቲ ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ ናይ ወፃኢ ሸርፊ ሃገርና ምምዕባል ይከኣል. ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ክልልና ኣብ ወረዳ ወልቃይት ከባቢ መዘጋ ኣብ ምህናፅ ዝርከብ ኮይኑ ሰብ ውልቀ ሃፍቲን ...
investintigrai.org
ልምዓት ቅንጥሻራ
http://www.investintigrai.org/index.php/investment-areas/agriculture/2014-07-01-11-17-32/2014-07-01-10-54-28
ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. ልምዓት ፀባ ውፅኢት ፀባን. ምድላውን ምቅንብባርን ምህርቲ ጥራምረ. ምፍራይን ምቡቃልን ስገም ቢራ. እንጀራን ውፅኢት እንጀራን ንሰደድ ምፍራይ. Published on Tuesday, 01 July 2014 10:45. ኣብ ስራሕቲ ምፍራይ ቃንጫ ሽኮር ብምስታፍ ሰብ ሃፍቲ ይኹኑ ማሕበራት ንባዕሎም ንሃገሮምን ተጠቀምቲ ምግባር ይኽእሉ እዮም በዚ ኣቢሎም ኣብዚ ሕዚ እዋን ቃንጫ ሽኮር ብምፈራይን ኣብ ዓዲ ውሽጢ ተተኺለንን ኣብ ምትካል ዝርከባ ፋብሪካታት ሽኮር ብምቕራብ ዓብይ ትርፊ ከርክብ ይኽእል ካብዚ ብተወሳኺ ትርፊ ምህርቲ ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ ናይ ወፃኢ ሸርፊ ሃገርና ምምዕባል ይከኣል. ፋብሪካ ሽኮር ኣብ ክልልና ኣብ ወረዳ ወልቃይት ከባቢ መዘጋ ኣብ ምህናፅ ዝርከብ ኮይኑ ሰብ ውልቀ ሃፍቲን ...
SOCIAL ENGAGEMENT